እንግሊዝኛ ኣብ ዓለምና ካብቶም ብብዝሒ ዝዝረቡ ቋንቋታት ሓደ እዩ። ኣብ ከም ኢንተርነት፡ መዘናግዒ፡ ሲነማ፡ ኣህጉራዊ ንግዲ፡ ዲፕሎማሲን ሳይንስን ዝኣመሰሉ ዓውድታት ዓብላሊ ቋንቋ እዩ። ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ካናዳ፡ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ከምኡ’ውን ኣብ ካልኦት 59 ግዝኣታት ዓለም ዓብላሊ ቋንቋ እዩ።